
ምሳሌ ፍረ ኣድሪ | The Parable of the Mustard Seed ምሳሌታት ኢየሱስ – ምዕራፍ 2🌱
ኢየሱስ መንግስተ ሰማያት ምስ ንእሽቶ ፍረ ኣድሪ ኣመሳሲልዋ። 🌱 ፍረ ኣድሪ ንእሽቶ እኳ እንተኾነት፣ ምስ ዓበየት ግና ዓባይ ተኽሊ ትኸውን። ብተመሳሳሊ፣ መንግስቲ ኣምላኽ ብንእሽቶ ክትጅምር ትኽእል፣ ግናኸ ትዓቢን ብዙሕ ፍረ ተፍርን። 📖 ማቴዎስ 13፡31–32 📖 ማርቆስ 4፡30–32 📖 ሉቃስ 13፡18–19 #ምሳሌታትኢየሱስ #ፍረኣድሪ #ቃልኣ










